Passa tid (ሰዓት ምሕላው)

​ኣብ ሃገር ሽወደን ሰዓትካ ምሕላው ኣዝዩ ኣገዳሲ ነገር እዩ። እዚ ድማ ምስ ግላዊ ኣዕሩኽትኻ ይኹን ምስ ቤትስልጣን ዜገልግል እዩ። ሰዓት ዘይምኽባር ከም ናይ ሕማቕ መዕበያ ክርአ ይኽእል እዩ። ከምኡ ይኹን እምበር፤ ንሰዓት ምሕላው ዘተግብርዎ፤ ኩሎም ሽወደናውያን ውን ኣይኮኑን። ናብ ናይ ስራሕ ቃለ-መሕትት ናኣብነት ደንጒኻ ምስ ትመጽእ፤ በቲ ምኽንያት እዚ ጥራይ፤ ኣብቲ ስራሕ ንኸይትቝጸር ዓቢ ሓደጋ ኣሎ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ