Personbevis (መንነት መረጋገጺ ሰነድ)

​መንነት መረጋገጺ ሰነድ፤ ኣብዚ ዚስዕብ ኩነታት የድልየካ።
•    መንነት-ወረቐት ንክተውጽእ (ንቤትስልጣን ግብሪ ኣየድልን)
•    ዝተፈላልየ ትምህርቲታት/ኣብያተትምህርቲ/ሓገዝ-ትምህርቲ ክትሓትት
•    ዜግነት ሽወደን ክትሓትት
•    ፍትሕ ክትሓትት
•    ናይ ወጻኢ ፓስፖርት/ፓስፖርት-ባዕዳውያን ክትሓትት ወይ ካልእ ክትሓትት
መንነት መረጋገጺ ሰነድ፤ እቲ ብዛዕባኻ ኣብ ናይ ቤትስልጣን ግብሪ ህዝባዊ-መዝገብ ተጻሒፉ ዘሎ ሓበሬታ ዚገልጽ እዩ። መንነት መረጋገጺ ሰነድ፤ ናይ መንነት ወረቐት ማለት ኣይኮነን። ኣብዚ
www.skatteverket.se/privat/folkbokforing/bestallapersonbevis.4.18e1b10334ebe8bc80003671.html ብዝያዳ ኣንብብ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ