Personnummer (ቁጽሪ-መንነት (ፐርሾን ኑመር))

​ቁጽሪ-መንነት (ፐርሾን ኑመር) ኩሉ እቲ ኣብ ሃገር ሽወደን ህዝባዊ-መዝገብ እትው ዝኾነ ሰብ ዘለዎ ናይ መለልዪ መንነት እዩ። ቁጽሪ-መንነት ካብ ቤትስልጣን ግብሪ ኢኻ ትረኽቦ። ሓደ ሰብ ሓንሳብ ቁጽሪ-መንነት ምስ ተቐበለ፤ ዕድሚኡ ምሉእ ይጥቀመላ። ቁጽሪ-መንነት ንኣብነት ካብ ሽወደን ወጺእካ ምስ ትኣቱ ኣይቅየርን እዩ። ኣብዚ

http://www.skatteverket.se/flyttatillsverige ብዝያዳ ኣንብብ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ