Reklam (ሬክላም)

​ሬክላም ዚበሃል ኣቕሓ ወይ ኣገልግሎት ዚዝርጋሕ ሓደ ናይ ሓበሬታ ምህዞ ወይ ሓሳባት እዩ። ናይ ደቂ-ሰባት ኣተሓሳስባን ግምታትን ወይ ተግባርን ብምጽላው፤ እንታይን ብኸመይን ከም ዝገዝኡ ሓሳባቶም ንምቕያር እዩ። መብዛሕትኡ ዚለኣኸልካ ሬክላማት፤ ካብ ኩባንያታት ዝመንጨወ ኮይኑ፤ እቶም ተቐበልቲ ድማ ሸማቶ እዮም። እቶም ተጠቃሞ ወይ ሸማቶ ውልቀ-ሰባት ወይ ኩባንያታት ክኾና ይኽእላ እየን። እቲ ዕላማ ናይ ሬክላም፤ ንሓደ ፍርያት ወይ ኣገልግሎት ምስ ዕዳጋ ንምልላይ እትገብሮ ሜላ እዩ። ከምኡ ብምግባር ድማ ዕዳጋኻ ክብ ከም ዚብል ንምግባር እዩ። ነቲ ናባኻ ዚመጽእ ሬክላም፤ ብናይ ጽሑፍ ኣድራሻ ይኹን ብዝርርብ መሸጣ ቴሌፎን፤ የቐንየለይ ኣይደልን ክትብል ትኽእል ኢኻ። ኣብዚ www.reklamombudsmannen.org/, http://www.hallakonsument.se/tips-for-olika-kop/reklam/regler-for-reklam/ ብዝያዳ ኣንብብ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ