Stöld (ስርቂ)

​ስርቂ ገበን እዩ። ስርቂ ዚበሃል ሓደ ሰብ ነቲ ናቱ ዘይኮነ ነገር፤ ብዘይ ፍቓድ ንዕኡ ክኾኖ ወይ ናብ ካልእ ንኽሸጦ ምስ ዚወስዶ እዩ። ንከቢድ ስርቂ እንተ ሓጸረ ን6 ወርሒ እንተ ነውሐ ን6 ዓመት ማእሰርቲ ክትፍረድ ትኽእል። ቀሊል ስርቂ ማለት ኣቲ ገበን ንእሽቶ እንተኾይኑ፤ ከም ቅጥፈት ይበሃል። ሰብ ናትካ ንብረት እንተ ድኣ ሰሪቑካ፤ ናብ ፖሊስ ኬድካ ኢኻ ተመልክት። ኣብዚ http://polisen.se/Utsatt-for-brott/Olika-typer-av-brott/Stold-eller-forlust/ ብዝይዳ ኣንብብ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ