Tandvård (ክንክን-ስኒ)

​ክንክን-ስኒ ንኣስናንካ ብግቡእ ምሓዝ ማለት እዩ። ንኣብነት ብቐጻሊ ናብ ሓኪም ብምኻድን፤ ኣስናንካ ብግቡእ ብምሕጻብን፤ ኣስናንካ ነዃል ከይገብር ክትከላኸል ትኽእል። ኩሎም ኣብ ሽወደን ዝነብሩ፤ 20 ድሕሪ ምምልኦም፤ ናይ ክንክን ስኒ ሓገዝ ይግበረሎም እዩ። ንዓኻ ዕድሜኻ ትሕቲኡ ዝኾነ ግን፤ ክንክን-ስኒ ብነጻ እዩ። ኣብ ሽወደን ናይ ህዛባዊን (ወረዳዊ-ባይቶ)፤ ከምኡውን ናይ ግላዊን ክንክን-ስኒ ሕክምና ኣሎ። ኣብዚ www.forsakringskassan.se/tandvard, www.folktandvarden.se/, https://www.1177.se/Regler-och-rattigheter/Tandvard-i-Sverige-om-man-kommer-fran-ett-annat-land/ብዝያዳ ኣንብብ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ