Telefonräkning (ዕዳ-ቴሌፎን)

​ዕዳ ቴሌፎን ማለት ነቲ ዝተጠቐምካሉ ክትከፍል ዝመጸካ ፋክቱራ እዩ። ኣብ ሽወደን ብዙሓት ተወዳደርቲ ናይ ቴሌፎን ኩባንያታት ኣለዋ። መብዝሕትኦም ድማ ነቲ ናይ ገዛን፡ ተንቀሳቓሲን ቴሌፎንን፡ ምናልባት ውን፤ ብረድ-ባንድን፤ ኣብ ሓደ ኩባንያ ዓሚሎም ምስ ትኸውን፤ ቅናሽ ይገብሩልካ እዮም። ስለዚ ነቲ ንስኻ እትጥቀመሉ ኣገባብ ቴሌፎን ዚሰማማዕ ንምርካብ፤ ነተን ዝተፈላለያ ኩባንያታት ክተወዳድረን ጽቡቕ እዩ። ኣብዚ http://www.pts.se/sv/Lattlast/Jamfor-priser/ ወይ ኣብዚ  http://www.compricer.se/telefoni/ ኣወዳድር።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ