Underhållsstöd (ሓገዝ ቀለብ-ቆልዓ)

​ሓገዝ ቀለብ-ቆልዓ፤ እቲ ብውሕስነት-ካሳ ዚኽፈለካ ገንዘብ እዩ። እዚ ገንዘብዚ፤ ነታ ሓላፍነት ምዕባይ ቆልዓ/ዑ ዘለዋ፤ ምስ ውላዳ ንበይና እትቕመጥ ወላዲት ዚኽፈል እዩ። እዚ ሓገዝ ቀለብ-ቆልዓ ኪኽፈልካ ዚክኣል፤ እቲ ካልኣይ ወላዲ ቀለብ-ቆልዓ ምስ ዘይከፍል፤ ወይውን ካብ 1273 ክሮኖር ንታሕቲ ኣብ ወርሒ፤ ምስ ዚኸፍል እዩ። ኣብዚ
https://www.forsakringskassan.se/privatpers/foralder/for_foraldrar_som_inte_lever_ihop ብዝያዳ ኣንብብ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ