Uppehållstillstånd (መንበሪ-ፍቓድ)

​ሓደ ናይ ወጻኢ ዜጋ፤ ካብ ሰለስተ ወርሒ ንላዕሊ ኣብ ሽወደን ንምጽናሕ፤ ናይ መንበሪ-ፍቓድ ክህልዎ ይግባእ። ሓደ ሰብ ከም ሰደተኛ ምዃኑ ዝተኣወጀሉ፤ ወይ ደላይ-ዑቕባ ዝኾነ ወይውን ካልእ ዑቕባ ዚግብኦ ሰብ ምስ ዚኸውን፤ ዘላቒ መንበሪ-ፍቓድ ወይውን እንተ ወሓደ ንሰለስተ ዓመት ዘገልግል፤ ናይ ግዜ ገደብ ዘለዎ መንበሪ-ፍቓድ ይውሃቦ። ኣብዚ https://www.migrationsverket.se/Other-languages/ትግርኛ.html ብዝያዳ ኣንብብ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ