Vårdnadshavare (ሕጋዊ ምዕባይ ሓላፍነት ቆልዓ)

​ሓደ ሕጋዊ ምዕባይ ሓላፍነት ዘለዎ ሰብ ወይ ሞግዚት ዚበሃል፤ እቲ ወይ እቶም ሕጋዊ ናይ ምዕባይ መዝነት ናይ ሓደ ህጻን ዝተቐበሉ እዮም። እዚ ማለት ድማ፤ ሓደ ካብ ወለዲ ወይ ክልቲኦም ወለዲ ወይውን ብቤትፍርዲ ዝተመዘዘ ሰብ ክኸውን ይኽእል። ሓደ ሕጻን ሕጋዊ ሓላፍነት ዘለዎ መዕበዪ ዚግበረሉ፤ ዓቕሚ-ኣዳም በጺሑ ክሳዕ 18 ዝመልእ እዩ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ