Validering (መገምገሚ)

​ኣብዚ መገምገሚ ክንብል ከሎና፤ “ቅቡል ምግባር፤ ምርግጋጽ” ማለትና እዩ። እዚ ምግምጋም ዚብል ቃል፤ ንሓደ ነገር ናይ ምቍጽጻርን ቅቡል ናይ ምግባርን እተካይዶ መስርሕ ዚገልጽ (ንኣብነት ንምስክር-ትምህርቲ) እዩ። ምግምጋም ኣብ ሓደ ጽባቐ-ዓይነት ስራሕ እትጥቀመሉ እዩ። ናይ ዓቕሚ ግምገማ እትጥቀመሉ፤ ንናይ ሓደ ሰብ ፍልጠትን ዓቕምን፤ ንምግማት፡ ንምምዛን፡ ቅቡል ንምግባር እዩ። ኣብዚ https://www.arbetsformedlingen.se/For-arbetssokande/Stod-och-service/Ny-i-Sverige.html ብዝያዳ ኣንብብ።

ናብ ገጽ ኣገደስቲ ቃላት ኪድ

ኣብቲ informationsverige.se ኩኪስ ኢና እንጥቀም፡ ንሱ ድማ ንኣኻ ዝበለጸ ናይ ምጥቃም ተመክሮ ይህበካ። ኣብቲ ኢንተርነት ቀጺልካ ብምንስፋፍ ወይ ሰርፍ ብምግባር ንኩኪስ ትቕበሎ።

ብዛዕባ ኩኪስ ዝያዳ ኣንብብ