ኣተሓሕዛ ርግጸኛ ዘይኮነ ሓበሬታ: ወይ በላበለው

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 6 9 2022

እዚ ሓበሬታ በቶም ነቶም ናብ ሽወደን ሓደሽቲ መጻእቲ ብዛዕባ ልልይ ምስ ሕብረተሰብ ዝሕብሩ ናይ ሕብረተሰብን ጥዕናን ሓበርቲ እዩ ዝወሃብ። እዘን ፊልምታት ብምምሕዳር ዞባታት ዝተዳለዋ ኮይነን ነዘን ፊልምታት ንምድላው ዕማም ዝሃበን ድማ ብዓል መዚ ምክልኻልን ምድልዋትን ሕብረተ-ሰብ (Myndigheten för samhällsskydd och beredskap) እዩ። ብዙሓት ሰባት ኣገዳሲ ሓበሬታ ምእንቲ ክረኽቡ ነዘን ፊልምታት እንተ ዘርጋሕካየን ጽቡቕ እዩ።

Svenska - ሽወደንኛ

ዓረብኛ — العربية

Bosanski, Hrvatski, Srpski — በኮኤስን

Kurmancî — ኩማንጂን

ፓሽቶ — پښتو

ፐርሲኛ — فارسى

Af Soomaali — ሶማልኛ

ሶራኒ — سۆرانی

ไทย — ታይላንድኛ

ትግርኛ

Türkçe — ቱርክኛ