ንጥፈታት ኣብ ሽወደን (Aktiviteter i Sverige)

ከም ሓድሽ መጻኢ ናብ ሽወደን መጠን፡ ኣብዚ ዝግበር ነገራት ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ኵዕሶ ክትጻወት፡ ሓደ ስፕሮክካፈ ክትረክብ ወይ ሓደ ሓድሽ ነገር ክትምሃር ትደሊ ዲኻ? ኣብዚ ዝርዝር ኣየኖት ንጥፈታት ከም ዘለዉ ርኣ፡ ሓደ ምዳበ ምረጽ ወይ ኣብቲ ናይ መድለዪ ቦታ ገለ ነገር ጽሓፍ። ከምኡ’ውን በቲ ናይ ትነብረሉ ከተማ ስም ክትደሊ ትኽእል ኢኻ።

ንጥፈታት