ንዓኻ

ኣነ ዕቕባ ሓታቲ እየ

ብዝያዳ ኣንብብ

ኣነ መንበሪ ፍቓድ ተዋሂቡኒ ኣሎ።

ብዝያዳ ኣንብብ

ካብቲ ኣብ ኡክረይን ዘሎ ውግእ እየ ሃዲመ

ብዝያዳ ኣንብብ

ብዘይ ወለደይ እየ መጺአ

ብዝያዳ ኣንብብ

ብዛዕባ ሽወደን

ልልይ ምስ ሕብረተ ሰብ ንዓኻ ብዛዕባ ሽወደንን ናይ ሽወደን ሕብረተ ሰብን ብዝያዳ ክትፈልጥ እትደሊ።

ብዝያዳ ኣንብብ

ፊልም ብዛዕባ Informationsverige.se

ኣብዛ ፊልም ኣብ Informationsverige.se እንታይ ዓይነት ሓበሬታን ጽሑፋትን ክትረክብ ከም እትኽእል ክትፈልጥ ኢኻ። እዛ ፊልም ብ11 ቋንቋታት ተዳልያ ኣላ።

ናይ ማሕበራዊ ኣገልግሎት (Socialtjänsten) ስራሕን ሓላፍነትን እንታይ እዩ?

ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንከም ቈልዑን ስድራ ቤታትን ዝኣመሰሉ ኣብ ሽወደን ዝቕመጡ ሰባት እተፈላለየ ዓይነት ሓገዝን ደገፍን ንምሃብ ይሰርሕ።

ሽወደንኛ ክትመሃር’ዶ ትደሊ፧

ሽወደንኛ ባዕልኻ ተመሃር! ንበይንኻ ወይ ምስ ካልኦት ብሓባር ኮይንካ ሽወደንኛ ክትመሃረሎም እትኽእል መሐገዝታትን መጋበርያታትን ኣብዚ ትረክብ።

ትምህርቲ ልልይ ምስ ሕብረተ ሰብ ተምሃር

ልልይ ምስ ሕብረተ፡ ንዓኻ ኣብዚ ቀረባ ግዜ መንበሪ ፍቓድ ንዝወሰድካ ብዛዕባ ሕብረተ ሰብ ሽወደን ብነጻ ዝወሃብ ትምህርቲ እዩ።

ወላዲ ምዃን።

ንስኻ መንበሪ ፍቓድ ዝተዋህበካ፡ ድሮ ወላዲ ዄንካ ምስ እትህሉ ወይ ወላዲ ክትከውን እንተ ዄንካ ብዛዕባ እንታይ ክትሓስብ ከም ዘለካ ኣብዚ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።

ስራሕ ርኸብ

ንስካ መንበሪ ፍቓድ ዝተዋህበካ፡ ኣብዚ ብዛዕባ ከመይ ጌርካ ስራሕ ክትረክብ ከም እትኽእል ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።

ኣብ ጕዳይ ካብ ሓደ ብዓል መዚ ሓገዝ የድልየካ ድዩ?

ኣብ ቤት ጽሕፈት ኣገልግሎት፡ ምስ ዝተፈላለዩ ብዓል መዝታት ንዘለካ ጕዳያት ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ንኣብነት ካብ ኣርቤትስፎርመድሊኘን፡ ቤት ጽሕፈት ካሳ ውሕስነትን ብዓል መዚ ኢሚግረሽንን።