ኣነ ሓታቲ ዕቑባ እየ

ካብ 12 ሰነ 2026 ጀሚሩ ዕቑባ ንምሕታት ዝምልከቱ ብዙሓት ሓደስቲ ሕግታት ኣለዉ። ኣብዚ ገጽ ዘሎ ሓበሬታ ክንውስኸሉን ብዝያዳ ከነሓድስን ኢና።