ኣነ ዕቕባ ሓታቲ እየ

ኣብዚ ብዛዕባ ዕቝባ ኣብ ትሓተሉ እዋን እንታይ ከም ዘጋጥም፡ ኣየኖት ሕግታት ከም ዘገልግሉን እንታይ ዓይነት ሓገዝ ክትረክብ ከም ትኽእል ሓበሬታ ኣሎ።