ንዓኻ ኣነ ዕቕባ ሓታቲ እየ ኣብ ሽወደን ዕቝባ ምሕታት ኣብ ሽወደን ዕቝባ ምሕታት ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 11 4 2023 ስማዕ listen Focus ሓቲምካ ኣውጽኣዮ ኣብዚ ብዛዕባ ኣብ ሽወደን ዕቝባ ንምሕታት ከመይ ከም ትገብር ከተንብብ ትኽእል። ንኣብነት ናይ ዕቝባ ምልክታኻ ንምእታው ከመይ ክትገብር ከም ዘሎካ፡ ኣየኖት ዝተፈላለዩ ዓይነት መንበሪ ፍቓድ ክትወሃብ ከም ትኽእልን ድሕሪ ብዓል መዚ ኢሚግረሽን ነቲ ዘእተኻዮ ምልክታ ዕቝባ ውሳነ ምሃቡ እንታይ ከም ዘጋጥምን ከተንብብ ትኽእል። ነዚ ገጽ ምቐሎ ፈይስቡክ ተለግራም ኢመይል ዋትስኣፕ ኣብ ሽወደን ዕቝባ ምሕታት ቅድሚ ናብ ሽወደን ምምጻእካ ናብ ሽወደን ምምጻእ ዕቝባ ምሕታት ሓታት ዑቕባ ምኳን ናይ ዕቝባ ሕቶ ውሳኔ