መንበሪ ፍቓድ ይወሃብ
ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 23 9 2021
መንበሪ ፍቓድ እንተ ተዋሂቡካ፡ እቲ ናይ ዕቕውባ ሕቶካ ቅቡል ኾይኑ ኣሎ ማለት እዩ።
ዝተፈላለዩ ዓይነት መንበሪ ፍቓዳት
ከም ስደተኛ ሓደ መንበሪ ፍቓድ እንተ ተዋሂቡካ፡ እዚ ፍቓድ ንሰለስተ ዓመት የገልግል።
ከም ኣማራጺ ዕቝባ ዘድልዮ ሰብ መጠን መንበሪ ፍቓድ እንተ ተዋሂቡካ፡ እቲ መንበሪ ፍቓድ ን13 ኣዋርሕ የገልግል።
እዚ ገጽ በዞም ዝስዕብ ቋንቋታት ኣሎ፡
መበገሲ / ኣነ ዕቕባ ሓታቲ እየ / ኣብ ሽወደን ዕቝባ ምሕታት / ናይ ዕቝባ ሕቶ ውሳኔ / መንበሪ ፍቓድ ይወሃብ