ቋንቋ ሽወደን ተማሃር

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 19 12 2022

ሽወደንኛ ባዕልኻ ተማሃር! ንበይንኻ ወይ ምስ ካልኦት ብሓባር ኴንካ ሽወደንኛ ክትማሃረሎም እትኽእል ናይ መምሃሪ መሕገዚታትን መሳርሒታትን ኣብዚ ክትረክብ ኢኻ።

ፊልም ብዛዕባ ሽወደን

ምጥቃም "Lära svenska"