ንዓኻ ኣነ ዕቕባ ሓታቲ እየ ቋንቋ ሽወደን ተማሃር ቋንቋ ሽወደን ተማሃር ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 19 12 2022 ሓቲምካ ኣውጽኣዮ ሽወደንኛ ባዕልኻ ተማሃር! ንበይንኻ ወይ ምስ ካልኦት ብሓባር ኴንካ ሽወደንኛ ክትማሃረሎም እትኽእል ናይ መምሃሪ መሕገዚታትን መሳርሒታትን ኣብዚ ክትረክብ ኢኻ። En hand som håller i en telefon ትምህርቲ ሽወደንኛ ጀምር ንሓደስቲ ጀመርትን ንዝጀመርኩምን፡ En hand som håller i en telefon ሽወደንኛ ምምሃር ቀጽል ተወሳኺ ልምምድ ጌርካ ምዕባለኻ ከተዛይድ ንእትደሊ፡ Två personer som pratar med varandra ሽወደንኛ ምስ ካልኦት ብሓባር ተለማመድ ኣብቲ እትቕመጦ ከባቢ፡ ሽወደንኛ ምሳኻ ዝለማመዱ ሰባት ፈትሽ። ተዘየሎ ብሞባይል ተለማመድ። En bok och ett papper med anteckningar መፍትሕ ቃላትን ትርጉማትን ንዝተፈላለዩ ኩነታት ወይ ትሕዝቶ ዘገልግሉ መዝገበ ቃላት(ዲክሺነሪ)ን መፍትሕ ቃላትን፡ ፊልም ብዛዕባ ሽወደን ብፊልም ጌርካ ሽወደንኛተለማመድ ምጥቃም "Lära svenska" ነዚ ገጽ ምቐሎ ፈይስቡክ ተለግራም ኢመይል ዋትስኣፕ ቋንቋ ሽወደን ተማሃር ትምህርቲ ሽወደንኛ ጀምር ሽወደንኛ ምምሃር ቀጽል ሽወደንኛ ምስ ካልኦት ብሓባር ተለማመድ መፍትሕ ቃላትን ትርጉማትን ፊልምታት ኣደማምጻ ተለማመድ