መፍትሕ ቃላትን ትርጉማትን

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 12 4 2023

ኣብዚ: ቃላትን ጽሑፍን ንምትርጓም ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ መኽዘናትን(ኣፓትን) ገጻት ኢንተርነትን ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።

ማህደረቃላት ንዝተፈላለዩ ኵነታት

ብፊልም ጌርካ ተለማመድ

ኣብ'ቶም ፊልምታት፡ ልሙዳት ዝኾኑ ቃላትን ሓረጋትን ክትማሃር ኢኻ። እንተ ደሊኻ'ውን፡ ነቶም ፊልምታት ደው እናበልካን ንድሕሪት እናመለስካን ክትርእዮም ትኽእል ኢኻ። ጽሑፋዊ መግለጺ እንተደሊኻ'ውን፡ ኣብ ታሕተዋይ ክፋል ናይቲ ፊልም፡ የማናይ ሸነኽ ዘሎ ሳጹን ጠውቕ።

ሓደ

ግሲ