እዚ ገጽ በዞም ዝስዕብ ቋንቋታት ኣሎ፡
ኣብዚ ከም ስደተኛ ወይ ከም ኣማራጺ ዕቝባ ዘድልዮ ሰብ መንበሪ ፍቓድ ምስ ተዋህበካ እንታይ ክትገብር ከም ዘለካ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
መንበሪ ፍቓድ ድሕሪ ምርካብካ ኣብተን ቀዳሞት መዓልታት እንታይ ክትገብር ከም ዘለካ ኣብዚ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ብመገዲ መደብ መትከል እግሪ ከመይ ገርካ ስራሕ ክትረክብ ከም ትኽእል ኣብዚ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ከመይ ገርካ ገዛ ከም ትረክብ ኣብዚ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብዚ ብዛዕባ ከመይ ገርካ ክንክን ጥዕና ከም ትደሊ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብዚ ብሓገዝ ኮምፕዩተር ወይ ሞባይል ተሌፎን ሽወደንኛ ንኽትለማመድ ዘኽእሉ ልምምዳትን ፊልምታትን ትረክብ።
ኣብዚ ብዛዕባ ኣብ ሽወደን ክትረኽቦም ከድልዩኻ ዝኽእሉ ብዓል መዝታት ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ድሮ ወላዲ ዄንካ ምስ እትህሉ ወይ ወላዲ ክትከውን እንተ ዄንካ ብዛዕባ እንታይ ክትሓስብ ከም ዘለካ ኣብዚ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብዚ ንዓኻ ዝሰማማዕ ንጥፈታት ወይ ማሕበራት ከመይ ገርካ ከም ትረክብ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብዚ ብዛዕባ ንዓኻ ደጊም ክትሰርሕ ዘይትደሊ ወይ ዘይትኽእል ዝወሃብ ጥሮታን ካልኦት ቍጠባዊ ሓገዛትን ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብዚ ብዛዕባ ስንክልና እንተ ኣለካ ኾይኑ እንታይ ዓይነት ሓገዝ ክትረክብ ከም ትኽእል ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብዚ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ትምህርትታትን ነቲ ናይ ወጻኢ ትምህርትኻ ብኸመይ ክትጥቀመሉ ከም እትኽእልን ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብዚ ብዛዕባ ህዝባዊ መጓዓዝያ ኣብ ሽወደንን፡ ከመይ ጌርካ ናይ ሽወደን ፍቓድ መምርሒ ማኪና ከም ተውጽእን ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብዚ ብዛዕባ ኣብ ሽወደን መንእሰይ ምዃን ከመይ ምዃኑን ናይ ሽወደን ቤት ትምህርቲ ብኸመይ ከም ዝሰርሕን ከተንብብ ትኽእል።
ኣብዚ ብዛዕባ ንስድራቤታዊ ዳግመ-ምትእኽኻብ ዝምልከቱ ሕግታትን ኣየኖት ከም ናይ ቀረባ ስድራኻ ከም ዝሕሰቡን ከተንብብ ትኽእል።
ኣብዚ ዝተናውሓ መንበሪ ፍቓድ ንኽወሃበካ እንታይ ከም ዝሓትትን ከመይ ገርካ ከም ተመልክትን ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብዚ እዋናዊ ዜናታት ካብ ሽወደን ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብዚ ዓመጽ እንታይ ምዃኑን ብኸመይ ደገፍን ሓገዝን ክትረኽቢ ከም እትኽእሊን ከተንብቢ ትኽእሊ ኢኺ።