እዚ ገጽ በዞም ዝስዕብ ቋንቋታት ኣሎ፡
ኣብዚ ከም ስደተኛ ወይ ኣማራጺ ዕቝባ ዘድልዮ ሰብ መንበሪ ፍቓድ ምስ ተወሃብካ እንታይ ክትገብር ከም ዘሎካ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብዚ ንኽትብገስ እንታይ ክትገብር ከም ዘድልየካ ሓደ መቈጻጸሪ ዝርዝር ትረክብ።
ኣብዚ ብዛዕባ ከመይ ጌርካ ስራሕ ከም ትረክብን ብዛዕባ ሕግታት ናይ ክፍሊት እግሪ መትከልን ከተንብብ ትኽእል።
ኣብዚ ብዛዕባ ሽወደንኛ ክትምሃረሉ ትኽእል ዝተፈላለየ ኣገባባት ከተንብብ ትኽእል።
ኣብዚ ብዛዕባ ሓደ መንበሪ ንኽትረክብ ኣየናይ ሓገዝ ክትረክብ ከም ትኽእል ከተንብብ ትኽእል።
ኣብዚ ብዛዕባ ክፍሊት መትከል እግሪ፣ ሕሳብ ባንክ፣ ግብርን ካልኦት ንቑጠባ ዝምልከቱ ነገራትን ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብዚ ብዛዕባ ናይ ወለዲ ዕረፍቲ፡ ዳግመ ምትእኽኻብ ስድራን ናይ ሽወደን ቤት ትምህርቲን ከተንብብ ትኽእል።
ኣብዚ ብዛዕባ ኣብ ዓድኻ ዝነበረካ ትምህርቲ ከመይ ጌርካ ክትጥቀመሉ ከም ትኽእል ከተንብብ ትኽእል።
ኣብዚ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ናይ ግዜ ገደብ ዘሎዎም መንበሪ ፍቓድን ኣየኖት ሕግታት ከም ዘገልግሉን ከተንብብ ትኽእል።
ኣብዚ ብዛዕባ ትምህርቲ ልልይ ምስ ሕብረተ ሰብ ወይ መጽሓፍ "ብዛዕባ ሽወደን" ከተንብብ ትኽእል።
ኣብዚ ንዓኻ ኣብዚ ቀረባ ግዜ መንበሪ ፍቓድ ዝተወሃብካ ብዛዕባ ኣየኖት ትምህርትታት ከም ዘለዉ ከተንብብ ትኽእል።
ኣብዚ ብዛዕባ ጥሮታ ወይ ካልኦት ንኣረጋውያን ዝወሃቡ ሓገዛት ከመይ ጌርካ ከም ተመልክትን ከተንብብ ትኽእል።
ኣብዚ ብዛዕባ ስንክልና እንተ ኣለካ ኾይኑ እንታይ ዓይነት ሓገዝ ክትረክብ ከም ትኽእል ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብዚ ብዛዕባ እንተ ሓሚምካ እንታይ ከም ዚምልከት፡ ብዛዕባ ቤት ጽሕፈት ካሳ ውሕስነትን ብዛዕባ ኣየናይ ሓገዝ ክትረክብ ከም ትኽእልን ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብዚ ብዛዕባ ከመይ ጌርካ ከም ናትካ ተመሳሳሊ ዝንባሌ ዘለዎም ሰባት ኣብ ዝርከብሉ ንጥፈታት ክትርክብ ከም ትኽእል ከተንብብ ትኽእል።