ክፉት ስራሕ ኣናድዩ

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 31 5 2023

ካብ ምልውዋጥ ስራሕ ኣገልግሎት ሽቕለት ዝተኣከበ ክፉት ስራሕ ኣብዚ ከተናድዩ ትኽእሉ ኢኹም።

ስራሕ ከተናድዩ እንተዄንኩም፡ ኲሉ ግዜ ሃገር ክትመርጹ የድልየኩም፣ ቀጺልኩም ድማ ብዝኾነ ቃል ወይ ብሞያ ገይርኩም ንኸተናድዩ ክትመርጹ ትኽእሉ ኢኹም። ብዛዕባ ኣብ ውጽኢታት ምንዳይ ስራሕ ዚወጽእ ክፉት ስራሕ ዚምልከት ብዝያዳ ከተንብቡ ትደልዩ እንተዄኩም፡ እቲ ኣብ ምልውዋጥ ስራሕ ዝተዋዕወዐ ክፉት ስራሕ፡ ኣብ ሓድሽ ሰሌዳ (ዊንዶው) ኪኽፈት እዩ።

ከባቢ ድለ

በቲ ናይ ናጻ ምርጫ፡ ቃል ደለ

ብመገዲ ሞያ/ፕሮፈሽን ዚግበር ምድላይ