ኮሙናት ኣብ ሽወደን

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 3 5 2023

ኵሉ ኣብ ሽወደን ዝነብር ሰብ፡ ኣብ ሓንቲ ኮሙን ይነብር። ሓደ ኮሙን፡ ሓደ ከተማ፡ ሓደ ቁሸት ወይ ብዙሓት ቁሸታት ክኸውን ይኽእል እዩ። ኣብ ሽወደን 290 ኮሙናት ኣለዋ።

ኣብ መርበብ ሓበሬታ ናይቲ ኮሙን ብዛዕባ ኣብቲ ትነብረሉ ዘሎ ንኣብነት ቤት ትምህርቲ፡ ስራሕ፡ መንበሪ፡ ማሕበራትብ ንጥፈታትን ሓበሬታ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።

ኣብዚ ታሕቲ ብዛዕባኣ ከተንብብ እትደልያ ኮሙን ምረጽ። ኣብ ስም ናይታ ኮሙን ምስ ጠወቕካ ናብ መርበብ ሓበሬታ ናይታ ኮሙን ብሽወደንኛ ክትኣቱ ኢኻ።

ኣብዚ ታሕቲ ብዛዕባኣ ከተንብብ እትደልያ ኮሙን ምረጽ።

ኣብ ንእሽተይ ኮሙን ምንባር ከመይ ክኸውን ከም ዝኽእል ዘርኢ ፊልም።