እዚ ገጽ በዞም ዝስዕብ ቋንቋታት ኣሎ፡
ኣብዚ ክፋል’ዚ፡ ብዛዕባ ኣውራጃታትንምምሕዳር-ከተማታትን ሽወደን ከተንብቡ ትኽእሉ። ኣውራጃት ይኹና ምምሕዳር-ከተማታት ሓጺር ማላለዪ ጽሑፍ ሃልይወን ነቶም ኣብ ሽወደን ሓደስቲ ዝኾንኩም ሓጋዚ ሓበሬታ ኮይኑ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም።
ኣብ ታሕቲ እታ ብዛዕብኣ ብዝያዳ ከተንብብ ትደልያ ኮሙን ምረጽ።
ኣብ ታሕቲ እታ ብዛዕብኣ ብዝያዳ ከተንብብ ትደልያ ዞባ ምረጽ።