ህዝባዊ መጓዓዝያን ፍቓድ መምርሒ ማኪናን

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 3 6 2025

ብህዝባዊ መጓዓዝያ ኣብ መላእ ሽወደን ክትጓዓዝ ትኽእል ኢኻ። መንበሪ ፍቓድ ምስ ተዋህበካ ማኪና ክትዝውር እንተ ደሊኻ፡ ናይ ሽወደን ፍቓድ መምርሒ ማኪና የድልየካ እዩ። ኣብዚ ብዛዕባ ህዝባዊ መጓዓዝያን ከመይ ጌርካ ፍቓድ መምርሒ ማኪና ከም ተውጽእን ብዝያዳ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።

ክልተ ኣንስቲ ካብ ኣውቶቡስ ይወርዳ ኣለዋ።

ብህዝባዊ መጓዓዝያ ምጉዓዝ

ሓንቲ ሰበይቲ ማኪና ትዝውር ኣላ።

ኣብ ሽወደን ፍቓድ መምርሒ ማኪና ምውጻእን ማኪና ምዝዋርን