ዜና ካብ ሽወደን

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 12 3 2025

ኣብዚ እዋናዊ ዜናታት ካብ ሽወደን ከተንብብ ትኽእል ኢኻ። ዜና ብቐሊል ሽወደንኛ፡ ብናይ ምልክት ቋንቋን ብዝተተርጎሙ ካልኦት ቋንቋታትን አለዉኻ።

ዜናታት ብቐሊል ሽወደንኛ

ኣብዚ ናብ ዜናታት ብቐሊሉ ሽወደንኛ ንኽትሰምዕ ዘምርሕ መወከሲ አለካ።

ዜና ብሓያሎ ቋንቋታት

ኣብዚ ብብዙሕ ቋንቋታት ዜናታት ዘእቱ መላግቦታት ትረክብ።

ዜና ብቋንቋ ምልክት

ኣብዚ ብምልክት ቋንቋ ዜናታት ዘእቱ መላግቦታት ትረክብ።

እዋናዊ ዜና ካብ ራድዮ ሽወደን

ኣብዚ እዋናዊ ዜናታት ካብ ራድዮ ሽወደን ክትረክብ ትኽእል። ኣብ መርበብ ሓበሬታ ራድዮ ሽወደን ኣቲኻ ዜና ንምብባ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ኣብ ዘሎ ሓደ ኣርእስቲ ዜና ጠውቕ እቲ ዜና ብቋንቋኻ እንተ ዘየለ ኾይኑ፡ እቲ ዜና ብቐሊል ሽወደኛ ኣሎ።