ኣተሓሕዛ ርግጸኛ ዘይኮነ ሓበሬታ: ወይ በላበለው
ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 1 4 2022
እዚ ሓበሬታ በቶም ናብ ሽወደን ሓደሽቲ መጻእቲ ልልይ ምስ ሕብረተሰብ ዝሰርሑ ናይ ሕብረተሰብን ጥዕናን ሓበርቲ ይመሓላለፍ። እዘን ፊልምታት ካብ ብዓል መዚ ምክልኻልን ምድልዋትን ሕብረተ-ሰብ ( samhällsskydd och beredskap) ንሽማግለ ዞባታት ዝተዋህበ ዕማም ዝተዳለዋ ኣየን። ብዙሓት ሰባት ምእንቲ ኣገዳሲ ሓበሬታ ክረኽቡ ነዚ ፊልምታት እንተ ዘርጋሕካዮ ጽቡቕ እዩ።