ትግርኛ

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 30 4 2020

እዋናዊ ሓበሬታ ብዛዕባ ኮሮና ቫይርስን ኮቪድ-19።

እዚ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ልዕሊ ጥዕናኻን ኵነታት ሂወትካን ከመይ ጌይሩ ክጸልወካ ከም ዝኽእል እዋናዊ ሓበሬታ ዝሓዙ ሓጸርቲ ፊልምታት ኣብዚ ትረክብ። እዚ ሓበሬታ በቶም ናብ ሽወደን ሓደሽቲ መጻእቲ ልልይ ምስ ሕብረተሰብ ዝሰርሑ ናይ ሕብረተሰብን ጥዕናን ሓበርቲ ይመሓላለፍ። እዘን ፊልምታት ካብ ብዓል መዚ ምክልኻልን ምድላውን ሕብረተ-ሰብ (samhällsskydd och beredskap) ንሽማግለ ዞባታት ዝተዋህበ ዕማም ዝተዳለዋ እየን። ብዙሓት ሰባት ምእንቲ ኣገዳሲ ሓበሬታ ክረኽቡ ነዚ ፊልምታት እንተ ዘርጋሕካዮ ጽቡቕ እዩ።

ኮቪድ-19  እንተሓ ሚምካ ኣብ ቤትካ ኽትጸንሕ ኣሎካ

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 16 3 2021

ኣተሓሕዛ ርግጸኛ ዘይኮነ ሓበሬታ: ወይ በላበለው

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 10 6 2020