መጽሓፍ "ብዛዕባ ሽወደን"
ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 18 12 2018
እዚ ሓበሬታ ካብ መጽሓፍ ብዛዕባ ሽወደን እዩ።
ብዛዕባ ስዊድን ዚምልከት መጽሓፍ ብትግርኛ ዳውንሎድ ግበሩ
እዛ መጽሓፍ "ብዛዕባ ሽወደን" ኣብ ልልይ ምስ ሕብረተሰብ እተገልግል ናይ መጽናዕቲ መጽሓፍ እያ።
ስእሊ፡ ዮሃን ልዩንበሪ