ኣብ ሽወደን፡ ሓዳር መስሪትካ ምስ ደቅኻ ምንባር፡
ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 17 12 2018
እዚ ሓበሬታ ካብ መጽሓፍ ብዛዕባ ሽወደን እዩ።
ንምዕራፍ 5 ጸዓኖ (ዳውንሎድ) ግበሮ
እዚ ምዕራፍ'ዚ፡ ንምምርዓውን ሳምቦ ኴንካ ንምንባርን ዝምልከቱ ሕግታት ሽወደን ይድህስስ። ቆልዓ ንምውላድን ንውሕስነት ወለድን (Föräldraförsäkringen) ዝምልከቱ ነጥብታት'ውን ኣብዚ ምዕራፍ'ዚ ተጠቒሶም ኣለዉ።
ስእሊ: Colourbox
መሰላት ቆልዑ እንታይ ይመስሉ? ቤት ትምህርቲ፡ መውዓሊ ህጻናትን ኣብያተ ንጥፈታት ትርፊ ግዜን እንታይ ይመስላ? ዝብሉን ካልኦት ክትፈልጡዎም ኣገደስቲ ዝኾኑ ሕግታትን'ውን ኣብዚ ምዕራፍ'ዚ ተጠቒሶም ኣለዉ።