ኣብ ሽወደን፡ ጥዕናኻ ምሕላው
ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 18 12 2018
እዚ ሓበሬታ ካብ መጽሓፍ ብዛዕባ ሽወደን እዩ።
ንምዕራፍ 7 ጸዓኖ (ዳውንሎድ) ግበሮ
ኣብዚ ምዕራፍ'ዚ፡ ስርዓተ-ክንክን-ጥዕና፡ ክንክን-ጥዕና-ስንን ኣብ ሽወደን ከመይ ይመስልን ይመሓደርን ዝብል ሓበሬታ ክግለጽ እዩ። ነብስኹም፡ ብኸመይ ኣገባብ ትከናኸኑ (ንኣብነት ምውስዋስን ብግቡእ ምምጋብን) ዝብል ጠቓሚ ሓበሬታ'ውን ኣብዚ ምዕራፍ'ዚ ሰፊሩ ኣሎ።
ስእሊ: Colourbox