እዚ ገጽ በዞም ዝስዕብ ቋንቋታት ኣሎ፡
ካብ 12 ሰነ 2026 ጀሚሩ ዕቑባ ንምሕታት ዝምልከቱ ብዙሓት ሓደስቲ ሕግታት ኣለዉ። ኣብዚ ገጽ ዘሎ ሓበሬታ ክንውስኸሉን ብዝያዳ ከነሓድስን ኢና።
ናብ ሽወደን ብዘይ ወለድኻ ዲኻ መጺእካ? ኣብ መርበብ ሓበሬታ ናይ ብዓል መዚ ኢሚግረሽን (Migrationsverket) ብዛዕባ ምሕታት ዕቑባ ሓበሬታ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። እቲ ሓበሬታ ብዝተፈላለየ ቋንቋታት ተዳልዩ ኣሎ።