ናጻ ግዜ፡ ባህሊን ማሕበራዊ ሂወትን
ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 25 4 2019
ካብ ስራሕን ቤት ትምህርትን ናጻ ዝኾንካሉ ግዜ ናጻ ግዜ ይብሃል።
ኣብ ናጻ ግዜኻ ኣብቲ ናይ ኮሙን፡ ማሕበራትን ክለባትን ዝተፈላለየ ንጥፈታት ክትሳተፍ ትኽእል ኢኻ። ኣብቲ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ብምስታፍ ሓደሽቲ ሰባት ክትላለን ቋንቋ ሽወደን ክትለማመድን ትኽእል ኢኻ።
እዚ ገጽ በዞም ዝስዕብ ቋንቋታት ኣሎ፡
መበገሲ / ብዘይ ወለደይ እየ መጺአ / ናጻ ግዜ፡ ባህሊን ማሕበራዊ ሂወትን