ትግርኛ
ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 30 4 2020
Här hittar du samlad information om hanteringen av utbrottet och vad du kan göra för att undvika att sprida smitta.
እዚ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ልዕሊ ጥዕናኻን ኵነታት ሂወትካን ከመይ ጌይሩ ክጸልወካ ከም ዝኽእል እዋናዊ ሓበሬታ ዝሓዙ ሓጸርቲ ፊልምታት ኣብዚ ትረክብ። እዚ ሓበሬታ በቶም ናብ ሽወደን ሓደሽቲ መጻእቲ ልልይ ምስ ሕብረተሰብ ዝሰርሑ ናይ ሕብረተሰብን ጥዕናን ሓበርቲ ይመሓላለፍ። እዘን ፊልምታት ካብ ብዓል መዚ ምክልኻልን ምድላውን ሕብረተ-ሰብ (samhällsskydd och beredskap) ንሽማግለ ዞባታት ዝተዋህበ ዕማም ዝተዳለዋ እየን። ብዙሓት ሰባት ምእንቲ ኣገዳሲ ሓበሬታ ክረኽቡ ነዚ ፊልምታት እንተ ዘርጋሕካዮ ጽቡቕ እዩ።
ብኸምዚ ነብስናን ንኻልኦትን ካብ¨ ሕማም ምትሕልላፍ ንከላኸል
ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 8 4 2020
ኣተሓሕዛ ርግጸኛ ዘይኮነ ሓበሬታ: ወይ በላበለው
ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 10 6 2020
ካብ ማእከል ጥዕና ወይ ክንክን ጥዕና ርክብ ክትረክብ ምስ እትደልይ
ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 12 6 2020
ንቆልዑ ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ ብከምዚ ኣገባብ ክትዛረቦም ትኽእል ኢካ
ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 15 6 2020
نگرانی های مربوط به همه گیری ویروس کرونا
آخرین به روز رسانی: 17 6 2020
ክሕስበሉ ዘለዎ ወዲ ሰብ አብ ጸቢብ ወይ ቡዙሓት ስድራቤት ብሓባር ምስዝነብር
ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 26 6 2020
አብ መንጎ ስድራቤት ግርጪት ምእላይ
ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 26 6 2020