ኣውራጃታትን ምምሕዳር-ከተማታትን

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 12 10 2022

ኣብዚ ክፋል’ዚ፡ ብዛዕባ ኣውራጃታትንምምሕዳር-ከተማታትን ሽወደን ከተንብቡ ትኽእሉ። ኣውራጃት ይኹና ምምሕዳር-ከተማታት ሓጺር ማላለዪ ጽሑፍ ሃልይወን ነቶም ኣብ ሽወደን ሓደስቲ ዝኾንኩም ሓጋዚ ሓበሬታ ኮይኑ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም።

ኣብ ታሕቲ እታ ብዛዕብኣ ብዝያዳ ከተንብብ ትደልያ ኮሙን ምረጽ።