Karlskoga

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 12 10 2022

ካርልስኩጋ ኮምዩን ኣብ መሬት ቨርምላንድ ትርከብ ግን ምስ ወረዳ ኦረብሩ እያ። ኣብ ጥቓ ቀላይ ሞከልን ብምዃና ተፈጥሮኣዊ ጽባቐ ኣለዋ። ምስ ስቶክሆልምን፡ የተቦሪን ኦስሎን ኣብ 300 ራድዩስ ከባቢ ብምዃና ስትራተጅያዊ ቦታ ኣሎና።

ሓበሬታ ብዛዕባ ምምሕዳር ከተማ

ናይቲ ኮምዩን ቀንዲ ከተማ ካርልስኩጋ እያ፡ ኣብ ከባቢኣ ድማ ነኣሽቱ ከተማታት ኣለዋ፣ ግራንበርይስዳል፡ ሊነባክን ኢመቶርፕን። ኣብ ካርልስኩጋ 30,000 ነባሮ ኣለዉ። ካርልስኩጋ ንኹሉ ዕድመ እትሰማማዕ ከተማ እያ፡ ኣብኡ ንህጻናትን ንኣረጋውያንን ግሩም ኣገልግሎትን ክንክንን ኣሎና፡ ከምኡውን ግሩም ዕድላት ንትምህርትን ንስራሕን።

መንበሪ-ገዛ

ኣብካርልስኩጋእተፈላለየመንበሪኣባይቲኣሎ። ኣብቲኮምዩን 2,500 ኮሙናዊመንበሪኣባይቲኣሎ። ይኹንምበር፡ ብሕታውያንኣካረይቲውንኣለዉ።

ካልእ ቋንቋታት ዝዛረቡ ተቐማጦ መን ኣለዉ ኣብቲ ቦታ

ኣብቲከባቢምምሕዳርፊንላንድስለዘሎና፡ ቋንቋፊንላንድዓቢናይጉጅለቋንቋእዩ። ካልኦትኣገደስቲቋንቋታት፤ እንግሊዝ፡ ዓረብ፡ ዳሪ፡ ፕሽቶ፡ ሶማሊ፡ ትግርኛ፡ ፋርስ፡ ኩርማንጂ፡ ቺና፡ ቪየትናም፡ ሶራኒንካልእን።

ማሕበራትን ምትእኻባትን

ካርልስኩጋኮምዩንንብዙሕሰብዘሳትፍሃብታምንሰፊሕንማሕበራዊህይወትኣለዋ። ኣብቲኮምዩን 200 ምዝጉባትማሕበራትኣለዋ። ነዚኣብቲናይቲኮምዩንደብተርማሕበራትክትረኽቦትኽእል።

ክልተ ተጻወትቲ ኣብ ሓደ ናይ ኵዕሶ ግጥም ነታ ኵዕሶ ይቃለሱላ ኣለዉ።

ኣብቲ ከባቢ ብቐረባ እንታይ ይርከብ

ካርልስኩጋናይቲኮምዩንማእከላይከተማእያ። ኣብኡቤትንባብ፡ ድኳናት፡ ናይወጻኢዓይነታትመግቢዝሓዘግሮሰሪታት፡ ካፌታት፡ ኣብያተትምህርቲ፡ መሐምበሲ፡ ኣደራሽሆኪ፡ መጻወቲኵዕሶ፡ መጻወቲህጻናትንመናፈሻንኣሎ።

ኣብንኣብከባቢንካርልስኩጋ፡ ዓበይቲናይቡቲክሰንሰለትኣሎ።

ክዳውንትንኣቕሑገዛንብሕሱርእትዕድገሉብዙሕናይሰከንድሃንድንናይሓራጅንድኳናትኣሎ።

ነቲኣብቲኮምዩንክትረኽቦዘይትኽእልኣቕሑኣብናይ 70 ኪ/መ ራድዩስክትረኽቦትኽእል። ዝዓበያከተማታት፡ ኦረብሩንካርልስታድንእየን።

እቶምኣብናይካርልስኩጋወኪላትዘለዎምትካላትእዞምዚስዕቡእዮም፤ ቤትጽሕፈትዕዮ ፡ ቤትጽሕፈትመድህን ፡ ሚግራኹንቨርከት ከምኡውንካርልስኩጋኮምዩን ።

ኣገልጎት ክንክን ወይ ሕብሐባ ቆልዑ

ኣብካርልስኩጋክፉትኣብያተትምህርቲህጻናትንመደበኛኣብያተትምህርቲህጻናትንመውዓሊስድራቤትንኣሎ።

ክፉትኣብያተትምህርቲህጻናትነቶምክንክንዘድልዮምደቂ 1-5 ዓመትህጻናትእዩ። ናይቲኮምዩንኣብያተትምህርቲህጻናትኣብቲናይቲኮምዩንወብሳይትክትረኽቡዎትኽእሉ። ኣብኡንውላድኩምውንቦታክትሓቱሉትኽእሉ።

ኣብካርልስኩጋንስኻንውላድካንመጺእኩምእትጻወቱሉ፡ ካልኦትወለዲእትረኽቡሉ፡ ብዛዕባወላዲምዃንድማምኽርንደገፍንእትረኽበሉክፉትኣብያተትምህርቲህጻናትኣሎ። ክፉትኣብያተትምህርቲህጻናትኣይክፈሎንእዩምምዝጋብውንኣየድልዮን። ምስእንኸፍት፡ ሳሕቲወይኩሉመዓልቲክትመጽእትኽእል። እቲንጥፈታትበቶምመምህራንእዩዚካየድ።

ሰለስተ ናብ መውዓሊ ህጻናት ዝኸዱ ቈልዑ ኣብ ጫካ ይጻወቱ ኣለዉ።

መባእታ ኣብያተ ትምህርትን ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ ትምህርትን

ኣብካርልስኩጋ 9 ኮሙናውያንመባእታኣብያተትምህርትንሓደብሕታውንኣሎ።

ካልኣይደረጃቤትትምህርትናሞከልንዪምናሴትይብሃል፡ ተዮሪያውንተግባራውንስልጠናድማይህብ።

ብሕታዊካልኣይደረጃቤትትምህርቲውንኣሎ፡ ካርልስኩጋኢድሮትስዪምናስዩም።

መንእሰያት ኣብ ሓደ መናፈሻ ካብ ሓደ መንደቕ ይዘሉ ኣለዉ።

ዕድላት ትምህርቲ

ኣብ ካርልስኩጋ ናይሞያቤትትምህርቲ ኮለጅ፡ ህዝባዊ ኮለጅ ኮምቩክስ ከምኡውንሽወደንንወጻእተኛታት ኣሎ።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ክትመሃር እንተደሊኻ፡ ኣብ ቀረባ ክልተ ኣለዋኻ፡ ኣብካርልስታድን ኣብ ኦረብሩን።

እቲ ኣብ ካርልስኩጋ ዘሎ ማሕበር መጽናዕቲ ብእኣኼብባን ርክባትን ዚካየድ ኣማራጺ ስልጠና ኣሎ። ከም ኣብነት ABF, Sensus, ማሕበር መጽናዕቲ Vuxenskolan ከምኡውን Eductus ​ክንጠቅስ ንኽእል።

ሓንቲ ሰበይቲ ኣብ ሓደ ቤት ዕዮ ትሰርሕ ኣላ።

ኣገልጎት ጥዕና

ካርልስኩጋናይህጹጽረድኤትንመወልዳንንዘለዎዘመናዊኣጠቓላሊሆስፒታልኣለዋ።

ክፋል ናይ ዞባ ኦረብሩ ኢና።

3 ማእከላትጥዕናምስናይህጻናትንኣደታትንክሊኒክኣለዋ፤ ባክየንገን፡ ብሪከጎርደንንካሮሊናማእከላትጥዕናን።

ናይካርልስኩጋሕክምናስኒብሕታውንኮሙናውንእዩ።

ካርልስኩጋኮምዩንንክንክንኣረጋውያንንስንኩላንንከምኡውንፍሉይደገፍንዚደልዩህጻናትንስድራቤትንሓላፍነትይወስድ።

ናይ ቋንቋ ድግፍ-ተርጓሚ ምርካብ

ምስቲኮምዩንክትራኸብምስእትደሊብተለፎን 0586-616 86 ከከምኣድላይነቱናይትርጉምኣገልግሎትንምድብ።

ናይትርጉምሓገዝምስዚደለ፡ ካልእናይትርጉምኣገልግሎትኣሎ፡ ናብኦረብሩ 019-602 31 55 ደውል።

ኣገልግሎት መጎዓዝያ

ናይኦረብሩለንስትራፊከንንኹሉናይካርልስኩጋሓባራዊመስመራትየካይዶ። ብዛዕባእተንኣውቶቡሳኣበይከምዝኸኣኣብዚከተንብብትኽእል።ናይካርልስኩጋመዓርፎኣውቶቡሳትኣብሰንትሩምእዩዚርከብ፡ ኣውቶቡሳትከኣካብኡተላዒለንናብዓበይቲከተማታትሽወደንይኸዳ፡ ንኣብነት፡ ኦረብሩ፡ ካርልስታድ፡ ስቶክሆልም፡ ኦስሎንካልእን።

ነቶምንኣኡመሰልዘለዎምFärdtjänst ኣሎ።

ባቡርክትወስድምስእትደሊኣብደየርፉሽመደበርባቡርኣሎ፡ ኣብናይSJ ወብሳይትኣቲኻክትምዝገብንቲከትክትዕድግንትኽእል።

ኣብካርልስኩጋናይታክሲትካልኣሎ።

ናይነፋሪትጕዕዞብዚምልከትዝቐረበመዓርፎነፈርቲኣብካርልስታድንኦረብሩንኣሎ።

ብዛዕባ ኣብዚ ኮሙን ዘሎ ህዝባዊ መጓዓዝያ ብዝያዳ ኣንብብ።

ስራሕን ትካላት ናይ ምምስራት ተኽእሎታትን

ኣብካርልስኩጋ 2,300 ዋኒናትኣሎ። ኣብቲናይቲኮምዩንደብተርዋኒናትክትረኽቦምትኽእል።

ኣብዚ፡ ብዓለምደረጃህቡብዝኾነተክኒካዊጥበብዘለዎናይምክልኻልንናይከሚካልንኢንዱስትሪታትኣሎ። ኣብስራሕዝበዝሑኢንጂኒረታትዘለዎኮምዩንድማእዚእዩ። ኣብካርልስኩጋናይምስናዕፋብሪካዓቢእዩ፡ ኣስታት 4,800 ሰራሕተኛታትኣለዉዎ። ክንክንጥዕናን፡ ኣላዪነትንመንግስታዊምምሕዳርን 3,000 ሰራሕተኛታትኣለዉዎ።

እተንዝዓበያወሃብቲስራሕ፡ ካርልስኩጋኮምዩን፡ ትራንስኮም፡ ናይካርልስኩጋሆስፒታልን SAAB ሳብቡፉሽዳይናሚክስእየን።

ብዛዕባኣብናይካርልስኩጋዋኒናትንቁጠባዊህይወትንተወሳኺክትፈልጥእንተደሊኻ፡ ነቲኮሙናዊKarlskoga Näringsliv & Turism AB ተወከስ።

ናትካዋኒንክትጅምርእንተድሊኻንKarlskoga Näringsliv & Turism ABተወከስ።