ኣብ ሽወደን፡ ርእስኻ ምኽኣልን ምምዕባልን

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 6 9 2022

እዚ ምዕራፍ'ዚ፡ ዝተፈላለዩ ናይ ትምህርቲ ዕድላትን ንተማሃሮ ዝምልከት ቅድመ ኩነት፡ ኣብ ካልእ ሃገር ዝተጠርየ ሞያዊ ዓቕምታት ምጽዳቕን ወይ ምትርጓምን ይድህስስ።