ኣብ ሽወደን፡ ጥዕናኻ ምሕላው

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 6 9 2022

ኣብዚ ምዕራፍ'ዚ፡ ስርዓተ-ክንክን-ጥዕና፡ ክንክን-ጥዕና-ስንን ኣብ ሽወደን ከመይ ይመስልን ይመሓደርን ዝብል ሓበሬታ ክግለጽ እዩ። ነብስኹም፡ ብኸመይ ኣገባብ ትከናኸኑ (ንኣብነት ምውስዋስን ብግቡእ ምምጋብን) ዝብል ጠቓሚ ሓበሬታ'ውን ኣብዚ ምዕራፍ'ዚ ሰፊሩ ኣሎ።