ኣብ ሽወደን፡ ሓዳር መስሪትካ ምስ ደቅኻ ምንባር፡

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 6 9 2022

እዚ ምዕራፍ'ዚ፡ ንምምርዓውን ሳምቦ ኴንካ ንምንባርን ዝምልከቱ ሕግታት ሽወደን ይድህስስ። ቆልዓ ንምውላድን ንውሕስነት ወለድን (Föräldraförsäkringen) ዝምልከቱ ነጥብታት'ውን ኣብዚ ምዕራፍ'ዚ ተጠቒሶም ኣለዉ።