ዕጉብ እንተ ዘይኴንካ

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 6 9 2022

ብዝተገብረልካ ሕክምናን ኣገልግሎትን ዕጉብ እንተ ዘይኴንካ፡ ኣብቲ ዝተሓከምካሉ ኣሃዱ ሕክምና ምስ ዘሎ ሓላፊ፡ ክትዘራረብ ትኽእል ኢኻ።