ርክብ ምስ ሕክምና

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 6 9 2022

ኣብ ክፍሊ ሕክምና፡ ምስ ዝምልከቶም ሰባት ክትዘራረብ ከለኻ፡ ንኣብነት፡ ምስ ሓኪም ወይ ምስ ኣለይቲ ሕሙማት፡ እንታይ ከም ዝደለኻ ባዕልኻ ክትሕብሮም ኣለካ። ምኽንያቱ፡ ጸገምካ ንስኻ ኢኻ ኣጸቢቕካ ትፈልጦ።