ሽወደንኛ ተምሃር - ንዓኻ ሽወደንኛ ክትመሃር ትደሊ ዝኸውን ገጻት
ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 20 2 2026
ኣብዚ ብሓገዝ ኮምፕዩተር ወይ ሞባይል ተሌፎን ሽወደንኛ ንኽትለማመድ ዘኽእሉ ልምምዳትን ፊልምታትን ትረክብ።
ናይ ቋንቋ ኣፕ Hej svenska
በዚ Hej svenska ዝብሃል ናይ ቋንቋ ኣፕ ሓደስቲ ቃላትን ሓረጋትን ሽወደንኛ ክትመሃርን ሰዋስው ሽወደንኛኻ ክትለማመድን ትኽእል ኢኻ። Hej svenska ኣብ ሞባይልካ ወይ ኣብ ኮምፒተርካ ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ።