ብዘይ ወለደይ እየ መጺአ

ኣብዚ ንዓኻ ትሕቲ 18 ዓመት ዝኾንካን ብዘይ ወለዲ ናብዚ ዝመጻእካን ከመይ ጌርካ ኣብ ሽወደን ዕቝባ ከም ትሓትትን እንታይ ከም ዝምልከተካን ክትፈልጥ ትኽእል።