ሽወደንኛ ተምሃር - ንዓኻ ሽወደንኛ ክትመሃር ትደሊ ዝኸውን ገጻት
ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 4 12 2024
ኣብዚ ብሓገዝ ኮምፕዩተር ወይ ሞባይል ተሌፎን ሽወደንኛ ንኽትለማመድ ዘኽእሉ ልምምዳትን ፊልምታትን ትረክብ።
Hej svenska!
ብሓገዝ Hej svenska! ሽወደንኛ ክትምሃር ጀምር! እቶም ልምምዳት ኣብ ናይ ኮምፕዩተርን ተሌፎንን መንበብ መርበብ ሓበሬታ ይሰርሑ እዮም። Hej svenska! ከም ኣፕ ኣብ ሞባይልካ ክትጽዕኖ እትኽእል እውን ኣሎ።