ናይ ሽወደንኛ ቃላትን ኣምራትን ዝሓዙ ፊልምታት

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 8 1 2024

ኣብዚ ኣብ መዓልታዊ ህይወትካ ክትጥቀመሎም እትኽእል ልሙዳት ቃላት እትምሃረሎም ሓጸርቲ ፊልምታት ትረክብ። እዞም ፊልምታት ብሽወደንኛ ንጹር ጽሑፍን ንጹሩ ዘረባን ኣለዎም።

  • ኣብ ሓደ ካብቲ ስእልታት ብምጥዋቕ ሓደ ፊልም ምርኣይ ትጅምር።
  • ኣብ ዝኾነ እዋን ኣብቲ ፊልም እንደገና ብምጥዋቕ ነቲ ፊልም ደው ከተብሎ ትኽእል ኢኻ።
  • ነቲ ፊልምታት ብዙሕ ግዜ ደጋጊምካ ክትርእዮ ትኽእል ኢኻ።

ፊደላት

ንነፍስኻ ኣላሊ

ኣሃዛት ካብ 0-100

ኣሃዛት ካብ 100-1000

ሰዓት

ሰዓት ክንደይ ኮይኑ፧

ኦርኒክ ወይ ፎርም ምምላእ

ጻውዒት ህጹጽ ረዲአት

ኣይተረዳኣንን

ክዳውንቲ

መዓልታት ሰሙን

ቤት መሸጣ መድሃኒት/ፋርማቻ

ኣካል ሰብ

ማእከል ክንክን ጥዕና

ምሽማት/ምዕዳግ

ምግዛእ መዝገበ-ቃላት

ስድራቤት

መግቢ ምስራሕ

ሕብርታት

ኣፓርታማ/ናይ ርሻን ገዛ

ሞያ

ኲነታት ኣየር

ቤት ንባብ

ቤት ንባብ - መራኸቢ ቦታ

ኣብ እንዳ ሻሂ(ካፌ)

ቡን/ሻሂ ምስታይ መዝገበ-ቃላት

መግለጺ መንገዲ

ትርፊ ግዜ

ሓደ

ግሲ

ፊልም ብዛዕባ ሽወደን