ንዓኻ ኣነ መንበሪ ፍቓድ ተዋሂቡኒ ኣሎ። ሽወደንኛ ተምሃር ካብ ሽወደንኛ ቃላት ኣተርጉም ካብ ሽወደንኛ ቃላት ኣተርጉም ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 14 12 2023 ሓቲምካ ኣውጽኣዮ ኣብዚ ቃላት ወይ ነዊሕ ጽሑፋት ከተተርጉሞሉ ናብ እትኽእል መርበብ ሓበሬታ ዘእትዉ መላግቦታት ኣለዉ። ብሓገዝ 'መዝገበ ቃላት-Lexin' ተርጒምሌክሲን-Lexin: ኣብ ሞባይልን ኣብ ኮምፕዩተርን ካብ ኢንተርነት ትርጒም ቃላት ትፍትሸሉ መዝገበ ቃላት’ዩ። ኣብ ኮምፕዩተር: ትርጒማት ስእሊ: ኣኒሜሽንን ዝርርባትን’ውን ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ”ጉግል ኦቨርሸት” (Google Översätt)ኣብ ”Google Översätt” ቃላት ወይ ምሉእ ሓሳባት ብምጽሓፍ ክትትርጕም ትኽእል ኢኻ። ሞባይልካ ትጥቀም እንተ ዄንካ: ዘረባ ብምምላእ ወይ ጽሑፍ ብምስኣል ክትትርጕም ትኽእል ኢኻ። ነዚ ገጽ ምቐሎ ፈይስቡክ ተለግራም ኢመይል ዋትስኣፕ ሽወደንኛ ተምሃር ብሓገዝ Hej svenska! ሽወደንኛ ክትምሃር ጀምር! ናይ ሽወደንኛ ቃላትን ኣምራትን ዝሓዙ ፊልምታት ኣደማምጻ ተለማመድ ካብ ሽወደንኛ ቃላት ኣተርጉም ዜና ብቐሊል ሽወደን ኮርሳት ሽወደንኛ