ወላዲ ምዃን
ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 12 5 2023
ወለዲ ንናይ ቈልዑ ምዕባለን ጥዕናን ኣገደስቲ እዮም። ክእለት ሓደ ንፉዕ ወላዲ ናይ ምኳን ብዝተፋላለዩ ረቋሒታት ኣብቲ ሕብረተሰብ ይጽለው። ኣብዚ፡ ከም ሓድሽ ወላዲ ኣብ ሽወደን ብዛዕባ ወላዲ ምኳንን ንውላድካ ንዝምልከት ኣብ ዝተፈላለዩ ኵነታት ምስ መን ከም ትራኸብን ሓበሬታ ክትረክብ ትኽእል።